እንቋዕ ናብቲ ኮርስ ብደሓን መጻእኩም

እንቋዕ ናብዚ ኮርስ ብሞዴል ካርልስታድ ብደሓን መጻእኩም። እዚ ኮርስ እዚ ኣብዚ ተኸታታሊ ትምህርቲ ቁጽሪ 2 ስለዝኾነ፡ ሞዴል ካርልስታድ እንታይ ምዃኑ እንተዘይፈሊጥኩም፡ መጀመርታ ነቲ ኮርስ " intro to the Karlstad model " ክትከታተሉ ንመክር